ንሃይማኖታዊ ኣብያተ ትምህርቲ ዝዋሃብ ካብ ምትካል እግሪ ስጋብ መካየዲ ተባሂሉ ብመንግስቲ ዝግበር ደገፍ ዳግመ ግምት ክገብረሉ ምዃኑ መንግስቲ ከምዝወሰነ ሓቢሩ።
ዝተፈላልዩ ትካላት መንግስቲ ሽወደን እኣብ ከምዚ ዝኣመሰሉ ኣብያተ ትምህርቲ ቆልዑ ኣብ ኣተሃናንጸኦም፣ ብፍላይ ከኣ ገለ ገለ ጉጅለታት ንሃይማኖታዊ ኣኽራርነት ይጥቀምሉ ኣሎዉ ዝብል መረረ እንዳዓበየ ምስምምጽኡ ዝተኣሳሰረ ከምዝኾነ ጸብጻባት ኣመልኪቶም።