ሃገራዊ ዜና ኣህጉራዊ ዜና ዜና ዜና ዜና መጽሄት ዜና ቀዳመ ሰንበት መራሒ ሰልፊ ሊበራል ኣብ ትምህርቲ ወፍሪ ንኽግበር ክሰርሕ ምዃኑ ገሊጹ። Khaled Abdu July 7, 2022 መራሒ ሰልፊ ሊበራል ዮሃን ፐርሾን፡ ዝሓለፈ ሰሉስ ኣብ ፖለቲካዊ ዋዕላ ኣልመዳሌን ዘስምዖ መደረ፡ ኣብ ጽላት ትምህርቲ ወፍሪ ክግበር ከም ዝደሊ ገሊጹ። ኣብ ስልጣን ዘሎ ሰልፊ ማሕበራዊ ዴሞክራሲ ዕዉት ፖሊስ ትምህርቲ የብሉን ብምባል ዝነቐፈ ፐርሾን፡ ኣብ ቆልዑ ዝዋፈሩ ፍሉይ ስልጠና ዝወስዱ መማህራን ከም ዘድልዩ ኣብቲ መደረኡ ሓቢሩ’ሎ። Continue Reading Previous: መራሒ ሰልፊ ዴሞክራሲ ኣብ ስልጣን ንዘሎ ሰልፊ ብ ጒድለት መሪሕነት ወቒሱ።Next: ኣብ ሽወደን ዘሎ መሸጣ ኣልኮላዊ መስተ ካብ ካልእ ፍልይ ዝበለ ምዃኑ ተዘኪሩ። Related Stories ዋይት ሃውስ ብዛዕባ ዝዘረቘ ምስጢራዊ ሰነድ “ተሻቒለ” ይብል ዜና ዋይት ሃውስ ብዛዕባ ዝዘረቘ ምስጢራዊ ሰነድ “ተሻቒለ” ይብል October 22, 2024 ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ ዜና ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ October 22, 2024 ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ ዜና ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ October 22, 2024