ኣብ ሸወደን ኣብ ዝሓለፈ ዓመተ 2018 ብብዝሒ ካብ ዝተስምዓ ደርፍታት ናይ ዲጀይ ኣቪቺ (DJ Avici) with “out you “ምንባራ Stim -ስቲም ዝተባህለ ናይ ሙዚቃ ድርጅት ይሕብር:: ንምርቛሕን ንምምማይ ብብዝሒ ዝተሰምዓ ደርፍታት ኣብ ሽወደን ድማ ሓበሬታት ካብ ራድዮን ካብ ሰለስተ ዝተፈላለያ ናይ ኢንተርነት ሙዚቃ ኣገልግሎት ካብ ዝህባ ከም ጉግል፣ ኣፕል ሙዚክን ጉግል ፕለይ ተኣኪቡ ::
”Hon dansar vidare”ብ Hov1 ከም ካልኣቲ ፣ ብሳልሳይ ደርጃ ድማ ”All for love” ብ Tungevaag & Raabans ኮይነን ተዓዊተን:: ህቡብ ሽወደናዊ ቲም በርግሊንግ ብቅጽል ሽሙ ድጀይ ኣቪቺ ዝፍለጥ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ መበል 28 ዕድሚኡ ኣብ ሰነ 2018 ከምዝዓረፈ ይፍለጥ።
ምንጪ https://omni.se/t/tim-avicii-bergling-1989-2018/50ad4250-0c42-4395-8f77-5c621967bbb5