ዜና ዜና ሓላፊ ፖሊስ ዞባ ሞይቱ። Khaled Abdu February 24, 2023 ሓላፊ ፖሊስ ዞባ ማትስ ላፊን ትማል ምሸት ኣብ ቤቱ ኖርሺፒን ሞይቱ ተረኺቡ። ላፊን ኣብ ስቶክሆልም ሓላፊ ዞባን ምክትል ሃገራዊ ኮሚሽነር ፖሊስን እዩ ኔሩ። ንሱ ምስ መሳርሕቱ ነበር ዝነበሮ ዝምድና ኣመልኪቱ መርመራ ክግበረሉ ምጽንሑ ዝፍለጥ እዩ። Continue Reading Previous: News Magazine ዜና መጽሄት -24-02-2023Next: መጻኢ ዩክሬይን ዝምልከት ዋዕላ ይካየድ ኣሎ። Related Stories ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ ዜና ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ October 21, 2024 ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት ዜና ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት October 21, 2024 ክሪስተርሾን ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ዝያዳ ጽኑዕ ፖሊሲ ክተኣታቶ ከም ዝደሊ ገሊጹ ዜና ክሪስተርሾን ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ዝያዳ ጽኑዕ ፖሊሲ ክተኣታቶ ከም ዝደሊ ገሊጹ October 21, 2024