ዜና ሎሪን ን ሽወደን ብምውካል ኣብ “ዩሮቪዥን” ደጊማ ክትወዳደር እያ። Khaled Abdu March 14, 2023 Credit: Christine Olsson/TT ድምጻዊት ሎሪን ዝሓለፈ ቀዳም “ታቱ” ብዘርእስታ ደርፋ ኣብ ውድድር “ሜሎዲፈስቲቫለን” ተዓዊታ። በዚ ድማ ኣብ ግንቦት ኣብ ሊቨርፑል ኣብ ዝካየድ ውድድር “ዩሮቪዥን” ንሽወደን ወኪላ ክትሳተፍ እያ። ሎሪን ድሕሪ ዓወታ "ንውድድር ዩሮቪዥን ድልውቲ እየ ዘለኹ" ክትብል ገሊጻ’ላ። ሎሪን ኣብ 2012 እውን “ዩፎርያ” ብዘርእስታ ደርፋ ተዓዋቲት “ዩሮቪዥን” ምንባራ ዝፍለጥ እዩ። Continue Reading Previous: ጾታዊ ርክብ ሓደ ካብ ምኽንያታት ግዱድ ክንክን ምዃኑ ተገሊጹ።Next: ኣሽሓት ዩክሬናውያን ፍቓድ መንበሪኦም ኣየናውሑን ተባሂሉ። Related Stories ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ ሃገራዊ ዜና ዜና ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ October 22, 2024 ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ ዜና ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ October 21, 2024 ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት ዜና ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት October 21, 2024