ዜና ዜና ሎሪን ንኻልኣይ ግዜኣ ተዓዋቲት “ዩሮቪዥን” ኮይና። Khaled Abdu May 16, 2023 Credit: Jessica Gow/TT ዝሓለፈ ቀዳም ኣብ ከተማ ሊቨርፑል ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ደርፊ “ዩሮቪዥን” ሎሪን ንኻልኣይ ግዜኣ ተዓዊታ። ን ሎሪን ዘዐወተታ እታ “ታቱ” ዘርእስታ ደርፋ እያ። በዚ ኣጋጣሚ ሽወደን ኣብ ዝቕጽል ነዚ ውድድር ንምእንጋድ ምድላው ክትገብር ምዃና ሬድዮ ሽወደን ገሊጻ’ላ። Continue Reading Previous: ኣውሮጳዊ ሕብረት ምስ ዞባ ኢንዶ-ፓሲፊክ ዝምድናኡ ከደልድል ከም ዝደሊ ተገሊጹ።Next: ምስ ምንካይ ዋጋ መግቢ፥ ዝቕባበ ምጒዳል ይጅምር። Related Stories ዋይት ሃውስ ብዛዕባ ዝዘረቘ ምስጢራዊ ሰነድ “ተሻቒለ” ይብል ዜና ዋይት ሃውስ ብዛዕባ ዝዘረቘ ምስጢራዊ ሰነድ “ተሻቒለ” ይብል October 22, 2024 ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ ዜና ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ October 22, 2024 ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ ዜና ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ October 22, 2024