ሃገራዊ ዜና ዜና ጥዕና ሆስፒታል ስከለፍትዮ ብምኽንያት ምውሳኽ መልከፍቲ Covid-19 ስርሒታቱ ይስርዝ Khaled Abdu October 27, 2023 Foto Fredrik Sandberg / TT kood 10080 11 ሕሙማት ብኮቪድ-19 ተጠቒዖም ኣብ ሆስፒታል ስከለፍትዮ ሕክምና ይግበረሎም ኣሎ። በዚ ድማ እቲ ሆስፒታል ኣብ በጻሕቲ ኣዝማድ እገዳ ምግባር ከምኡ’ውን ስርሒታታ ምስርዝ ዝኣመሰሉ ስጒምቲታት ትትግብር ኣላ። ካልኦት ሓያሎ ሆስፒታላት እውን ንሕሙማት Covid-19 ይሕክማ ከምዘለዋ ሓቢረን ኣለዋ። Continue Reading Previous: News Magazine ዜና መጽሄት – 26-10-2023Next: ድሕሪ 140 ዓመታት ታሪኻዊ መዝገበ ቃላት ሽወደንኛ ፊደል ‘Ö’ በጺሑ Related Stories ሃሪስ–“ትራምፕ ፋሺስታዊ እዩ” ዜና ሃሪስ–“ትራምፕ ፋሺስታዊ እዩ” October 28, 2024 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ጀርመን ባርቦክ ካብ መዝነታ ክትወርድ ጻውዒት ቀሪቡ ዜና ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ጀርመን ባርቦክ ካብ መዝነታ ክትወርድ ጻውዒት ቀሪቡ October 28, 2024 ኖርወይ፥ ሞት ዘስዕብ ወቕዒ ልቢ ይጎድል ዜና ኖርወይ፥ ሞት ዘስዕብ ወቕዒ ልቢ ይጎድል October 28, 2024