ሃገራዊ ዜና ሓበሬታ ዜና ዜና ገበን ፖሊስ ኣብ ከባቢ ቫስተራ ሓደ ኣዝዩ ሓደገኛ ናይ ገበን ጉጅለ ኣብ ቀይዲ ኣእትዮም!! Khaled Abdu July 21, 2019 Foto: Jessica Gow/TT መርበባት ገበነኛታት ንምእላይ ኣብ ዝግበር ዘሎ ጻዕሪ ፖሊስ ቫስትራ ኣብ ተዂሲ ንእተዋፈሩ ጒጅለ ገበን ኣብ ምምርማር ከም ዝርከቡ ገሊጾም ኣለዉ። ብመሰረት እዚ ሓበሬታ ሓደ ካብ መርበባት እዚ ገበናዊ ጒጅለ ኣብ ከይዲ ፍርዳዊ መስርሕ ምህላዉን ዝተረፉ ድማ ኣብ ክትትል ኣለዉ። መብዛሕትኦም ካብዞም ጥርጡራት ካብ ቫስትራ ኮይኖም ኣብ ጫካ ብረታት ብምሕባእ ከም ዝኽሰሱ እቲ ሓበሬታ ኣመልኪቱ። Continue Reading Previous: ዋሺንተን ብጒዳይ እሱር ራፐር ምክትል ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ ናብ ሽወደን ልኢኻ!!Next: ኣብ ኣባይቲ ዝፍጸም ስርቂ ካብ 2001 ንደሓር ናብ ዝተሓተ ቊጽሪ ምውራዱ ተገሊጹ!! Related Stories ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ ዜና ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ October 22, 2024 ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ ዜና ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ October 22, 2024 ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ ሃገራዊ ዜና ዜና ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ October 22, 2024