ዜና ውሽጣዊ ፍርያት ሽወደን ምንካይ ኣርእዩ። Khaled Abdu August 30, 2023 ኣብ ካልኣይ ርብዒ ዓመት ናይዚ ዓመት፡ ሓፈሻዊ ፍርያት ሽወደን ምስ ዝሓለፈ ርብዒ ዓመት ክነጻጸር እንከሎ ብ 0.8% ከም ዝነከየ ተገሊጹ። እዚ ካብቲ ተንተንቲ ዝጽበይዎ ዝነበሩ ዝወሓደ'ዩ። ትንተንቲ ብ1.3% ምንቁልቋል ከም ዝህሉ ኣተንቢሆም ከም ዝነበሩ ማዕከን ዜና ብሉምበርግ ሓቢሩ። ውሽጣዊ ፍርያት ሽወደን ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት ብ0.6% ምናብሩ ዝፍለጥ እዩ። Continue Reading Previous: ማሕበራት ሰራሕተኛታት ብዛዕባ ሓባራዊ ምውጋይ ምስ ስፖቲፋይ ክላዘባ ቃል ይኣትዋNext: ማርያ ሚንዳማር ሓዳስ ዋና ዳይረክተር ኤጀንሲ ኢሚግሬሽን ኮይና ተመዚዛ። Related Stories ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ ዜና ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ October 21, 2024 ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት ዜና ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት October 21, 2024 ክሪስተርሾን ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ዝያዳ ጽኑዕ ፖሊሲ ክተኣታቶ ከም ዝደሊ ገሊጹ ዜና ክሪስተርሾን ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ዝያዳ ጽኑዕ ፖሊሲ ክተኣታቶ ከም ዝደሊ ገሊጹ October 21, 2024