ዜና ኮኾብ ዘላላይ ዘንጊ ዱፕላንቲስ ኣብ ዓዱ ብሊቃ ኣመሪቑ። Khaled Abdu August 2, 2022 ኮኾብ ዘላላይ ዘንጊ ኣርማንዳ ዱፕላኒስ፡ ኣብ ዓዲ መወለዱ ኣቬስታ ኣብ ዝርከብ ኣደባባይ ሓወልቲ ብሊቃ ኣመሪቑ። ኣቬስታ ኣደ ዱፕላንቲስ እትቕመጠላ ከተማ ኮይና፡ ክለብ ውሽጣዊ ኣትለቲክስ IK Stål ድማ እዚ ክብረወሰን እተመዝገበላ ጋንታኡ እያ። ኣቨስታ ካልአይቲ ዓደይ እያ ዝበለ ዱፕላንቲስ፡ ከምዚ ዝበለ ብሊቃ ምምራቑ ክብሪ ከም እተሰምዖ ወሲኹ ገሊጹ’ሎ። Harmony Media Continue Reading Previous: ኣብ መዓልቲ ምርጫ ዝህሉ ነዊሕ መስርዕ ቊጽሪ መረጽቲ ክጸሉ እዩ ዝብል ሻቕላ ኣሎ ተባሂሉ።Next: ዕድሜኦን ትሕቲ 18 ዝዕድሜኦም ክሳብ ፍርቂ ለይቲ ክሰርሑ ከም ዝደሊ ዓቃባዊ ሰልፊ ኖርወይ ገሊጹ። Related Stories ዋይት ሃውስ ብዛዕባ ዝዘረቘ ምስጢራዊ ሰነድ “ተሻቒለ” ይብል ዜና ዋይት ሃውስ ብዛዕባ ዝዘረቘ ምስጢራዊ ሰነድ “ተሻቒለ” ይብል October 22, 2024 ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ ዜና ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ October 22, 2024 ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ ዜና ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ October 22, 2024