ሃገራዊ ዜና ኣህጉራዊ ዜና ዜና ዜና ዜና መጽሄት ዜና ቀዳመ ሰንበት ክኢላታት ሽወደን ን ተዓለምቲ ዩክሬይን የሰልጥኑ’ለዉ። Khaled Abdu October 21, 2022 Foto: Jessica Gow / TT kod 10070 ሰራዊት ሽወደን ተዓለምቲ ዩክሬይን ንምስልጣን ናብ ሃገረ ብሪጣንያ ወተሃደራውያን ክኢላታት ከም ዝለኣኸ፡ ነቲ መዓስከር መሰልጠኒ ዝበጽሐት ሬድዮ ሽወደን ገሊጻ። ኣብ ብሪጣንያ ኣስታት 10 ሽሕ ዝኾኑ ዩክሬናውያን ወተሃደራዊ ታዕሊም ይወሃቦም ምህላዉን ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ ሳምንታት መሰረታዊ ፍልጠት ብረታት፡ ምዕቃብ ህይወት፡ ጥዕናን ኣህጒራዊ ሕጊን ከም ዝወሃቦም እታ ሬድዮ ወሲኻ ኣመልኪታ። Continue Reading Previous: ሓድሽ መንግስቲ ሽወደን ብዙሕ ብድሆታት ይጽበዮ ምህላዉ ተገሊጹ።Next: ክሪስተርሰን ጒዳይ ቅልውላው ጸዓት ኣውሮጳዊ ንምዝታይ ናብ ብራስለስ ኣትዩ። Related Stories ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ ዜና ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ October 22, 2024 ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ ዜና ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ October 22, 2024 ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ ዜና ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ October 22, 2024