ዜና ዜና ክልተ ሰባት ብዘይሕጋዊ ወተሃደራዊ ንጥፈታት ተጠርጢሮም። Khaled Abdu February 9, 2023 ኣገልግሎት ድሕነት ሽወደን–Säpo–ኣብ ምጅማር እዚ ሰሙን ብዝገበሮ ተፍቲሽ፡ ክልተ ሰባት ብዘይሕጋዊ ወተሃደራዊ ንጥፈታት ምጥርጣሩ ገሊጹ። "እዚ ገበን ናብ ዘይሕጋዊ ዕጡቕ ምስታፍ ወይ ምሕባር ዝምልከት እዩ" ክብል ኣኽባር ሕጊ ሀኒክ ኦህሊን ኣመልኪቱ። ክልቲኣቶም ነቲ ገበን ኣይወዓልናዮን ክብሉ ናይ እምነት ክሕደት ቃሎም ሂቦም ኣለዉ። Continue Reading Previous: መንግስቲ ሽወደን ንግዳያት ምንቅጥቃጥ ምድሪ ቱርክን ሶርያን ናይ 30 ሚልዮን ክሮና ሰብኣዊ ሓገዝ ክህብ እዩ።Next: ጒሒላታት ቻርጀራት መካይን ኣዕንዮም። Related Stories ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ ዜና ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ October 21, 2024 ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት ዜና ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት October 21, 2024 ክሪስተርሾን ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ዝያዳ ጽኑዕ ፖሊሲ ክተኣታቶ ከም ዝደሊ ገሊጹ ዜና ክሪስተርሾን ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ዝያዳ ጽኑዕ ፖሊሲ ክተኣታቶ ከም ዝደሊ ገሊጹ October 21, 2024