ዜና ዜና ካብ ወጻእተኛታት ተመራመርቲ ዝተወልዱ ዕሸላት ፍቓድ መንበሪ ንምምልካት ናብ ወጻኢ ሃገራት ይኸዱ። Khaled Abdu July 14, 2023 Adam Wrafter/SvD/TT ኣብ ሽወደን ካብ ወጻእተኛታት ተመራመርቲ ዝተወልዱ ዕሸላት፡ ኣብታ ሃገር እንከለዉ ናይ መንበሪ ፍቓድ ክወሃቦም ስለዘይክእል፡ ወለዶም ናብ ወጻኢ ሃገራት ብምኻድ መንበሪ ክሓቱ ከም ዘለዎም ኤጀንሲ ስደተኛታት ሽወደን ሓቢሩ። ኣብ 2020 ኣብ ግብሪ ዝወዓለን ንተመራመርቲ ዝምልከትን እዚ ሓድሽ ሕጊ፥ ንኣኣቶም ተባሂሉ ዝኾነ ሕድገት ክግበር ከም ዘይፈቅድ እዩ ዝገልጽ፡፡ Continue Reading Previous: መንግስቲ ሽወደን ሕጊ ኢሚግሬሽን ንምትራር ዝዓለመ ጻዕሩ ይደፍኣሉ ኣሎ።Next: ዮተቦሪ፡ ኣብ ስካንዲናቭያ ዝነውሐ ሰማይ ጠቀስ ርሻን ሃኒጻ። Related Stories ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ ዜና ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ October 22, 2024 ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ ዜና ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ October 22, 2024 ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ ዜና ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ October 22, 2024