ሃገራዊ ዜና ኣህጉራዊ ዜና ዜና ዜና ዜና መጽሄት ዜና ቀዳመ ሰንበት እዛ ወቕቲ ንትካላት ክንክን ኣዴታት ዝተዛነየት ምንባራ ተገሊጹ። Khaled Abdu August 9, 2022 ኣብ ሽወደን፡ ብተዛማዲ ዝወሓደ ናይ ወሊድ ኣጋጣሚታት ብምኽሳቱ፡ እዛ ሳመር ንትካላት ክንክን ጥዕና ኣዴታት ዝተዛነየት ወቕቲ ምንባራ፡ ሬድዮ ሽወደን ናብ ዝተፈላለያ ዞባታት ሽወደን ናይ ዳህሳስ ሕቶ ድሕሪ ምክያድ ኣጣሊላ። ምስ ተመሳሳሊ ወቕቲ ናይ ዓሚ ብምውድዳር፡ ኣብዚ ሳመር ኣብ ዞባ ስቶክሆልም ካብቲ ንቡር ብ 7% ዝውሕዱ ቆልዑ ከም እተወልዱ፡ ጸብጻብ ሬድዮ ሽወደን ወሲኹ ገሊጹ’ሎ። Continue Reading Previous: ኡልፍ ክሪስተርሰን፡ “ጸገም ገበን ንምፍታሕ ናይ ዴንማርክ ሞዴል ክንጥቀም ኣሎና”።Next: ኖርወይ፡ ክርስትያናዊ ዴሞክራሲ ን ኤለትሪክ ኣመልኪቶም እተወስዱ ስጒምቲታት ኣዝዮም ድኹማት እዮም ብምባል ነቒፉ። Related Stories ዋይት ሃውስ ብዛዕባ ዝዘረቘ ምስጢራዊ ሰነድ “ተሻቒለ” ይብል ዜና ዋይት ሃውስ ብዛዕባ ዝዘረቘ ምስጢራዊ ሰነድ “ተሻቒለ” ይብል October 22, 2024 ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ ዜና ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ October 22, 2024 ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ ዜና ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ October 22, 2024