ክኢላ ቁጠባ ዝኾነ ሓው ኣቡበከር ዓብደልዓሊም ኣብ ዝሓለፈ 1ይ ክፋል ቃለ መሕትት ብዛዕባ ጉዳይ ግብሪን ኣከፋፍል ኡን መብርሂ ሂቡና ከምዝነበረ ይዝከር::
ሕጂ ድማ ንጽባሕ ሰሉስ ዕለት 14 ሚያዝያ 2020 ሰዓት 18:00 ብቀጥታ ኣብ ዝፍኖ 2ይ ክፋል ቃለ መሕትት ተኸታተልቲ ዘለኩም ሕቶታት ብቀጥታ ከተቅርቡ ትኽእልሉ ኩነታት ኣዳሊና ስለዘለና ዘለኩም ሕቶታት ከተቅርቡ ንዕድም።
ቀዳማይ ክፋል ንምክትታል