ዜና ዜና ኣብ ደቡባዊ ስቶክሆልም ሓደ ሰብኣይ ተቐቲሉ። Khaled Abdu March 6, 2023 Credit: Johan Nilsson/TT ትማል ምሸት ኣብ “ቦቲርካ” ደቡባዊ ስቶክሆልም 50ታት ዝዕድሜኡ ሰብኣይ ብጥይት ተቐቲሉ። ንሱ ኣብ ከባቢ ቱሊንግ ኣብ ዝርከብ መንበሪኡ እናሃለወ እዩ ናይ ጥይት መጥቃዕቲ ዝተገብረሉ። እቲ ተዂሲ ክግበር እንከሎ ብዙሓት ሰባት ኣብቲ ቦታ እኳ እንተነበሩ ማንም ካልእ ዝተጎድአ የለን—ብመሰረት ጸብጻብ ሬድዮ ሸወደን። Continue Reading Previous: ዝጠፍኡ ኣናህብ ናብ ሽወደን ይምለሱ’ለዉ።Next: ኤሪክሰን 2.2 ቢልዮን ክሮና መቕጻዕቲ ክኸፍል እዩ። Related Stories ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ ዜና ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ October 22, 2024 ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ ሃገራዊ ዜና ዜና ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ October 22, 2024 ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ ዜና ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ October 21, 2024