ሓበሬታ ሕግን ሕብረተሰብን ካብዝን ካብትን ውህደት ዜና ዜና ኣብ ዓበይቲ ከተማታት ዝህሉ ዋጋ ህዝባዊ መጓዓዝያ ምውሳዂ ተገሊጹ። Khaled Abdu January 7, 2020 ኲባንያታት ምስ ሓድሽ ዋጋታት መጓዓዝያ ንምምዕርራይ ኣብ ዝተጸምዳሉ እዋን ተጓዓዝቲ ክብሪ ዋጋ ከም ዘጋጠሞም ይግለጽ ኣሎ። ዮተበሪ፥ ማልም፥ ስቶክሆልም፥ ኖርኮፒን ሊንኮፒን ገለ ካብተን በዚ ዝተጸልዋ ከተማታት እየን ተብሂሉ’ሎ። Continue Reading Previous: በዓልመዚ ጥዕና ሕማም ዓባይ ሰዓል ኣብ ሽወደን ኣብ ዝተሓተ ደረጃ ከም ዝርከብ ይሕብሩ።Next: ናይ ቤት ትምህርቲ መግቢ ኣብ ሽወደን Related Stories ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ ዜና ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ October 22, 2024 ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ ዜና ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ October 22, 2024 ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ ዜና ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ October 22, 2024