ሃገራዊ ዜና ሓበሬታ ስፖርት ስፖርት ዜና ዜና ኣብ ከተማ ማልሞ ንዛላታን ኢቭራሂሞቪች ሓወልቲ ይስርሓሉ!! Khaled Abdu October 3, 2019 ብማሕበር ኩዑሶ እግሪ ሽወደን ንምምሕዳር ከተማ ዝተዋህበ ህያብ ሓወልቲ ህቡብ ሽወደናዊ ተጻዋታይ ዝኾነ ዝላታን ኢብራሂሞቪች ኣብ ዝቕጽል ሰሙን ዕለት 8/10/2019 ኣብ ከተማ ማልሞ ክቀውም እዩ። ዝላታትን ኢንራሂሞቪች ዝርከቦም ካልኦት ህቡባት ስፖርተኛታትን ውሩያት ሰባትን ኣፍቀርቱን ኣብቲ መዓልቲ ክርከቡ ከም ዝኽእሉ ይእመት። Continue Reading Previous: ዓመታዊ ኣታዊታት ናይ ደቂ ተባዕትዮን ደቂ ኣንስትዮን ኣብ ሽወደን ክንደይ እዩ?Next: ኣገልግሎት ቤት ማእሰርትታት ሽወደን ብሕጽረት ብቑዓት መማህራን ከምዘጋጠሞ ሓቢሩ። Related Stories ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ ዜና ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ October 21, 2024 ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት ዜና ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት October 21, 2024 ክሪስተርሾን ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ዝያዳ ጽኑዕ ፖሊሲ ክተኣታቶ ከም ዝደሊ ገሊጹ ዜና ክሪስተርሾን ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ዝያዳ ጽኑዕ ፖሊሲ ክተኣታቶ ከም ዝደሊ ገሊጹ October 21, 2024