ዜና ዜና ኣብ ሶደርታልየ ክልተ ምፍንጃራት ተኸሲቶም። Khaled Abdu February 20, 2023 ዝሓለፈ ዓርቢ ኣብ ሪቶርፕ ሶደርታልየ ክልተ ምፍንጃራት ተኸሲቶም። ኣብዚ ኣብ ሰዓታት ቅድሚ ቀትሪ ዘጋጠመ ሓደጋ ዝኾነ ዝተጐድአ ሰብ የለን። ኣብቲ ቦታ ኸኣ መርመራ ይካየድ ኣሎ። ኣብ ብረዳንግ ስቶክሆልም ሓደ ሰብኣይ ብጥይት ቆሲሉ ዝተረኽበ ኮይኑ፡ ምስዚ ብዝተሓሓዝ ክልተ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ፖሊስ ኣትዮም ኣለዉ። Continue Reading Previous: “ዩክሬይን ቤተሰነድ ኲናት” ዘርእስቱ ናይ ፎቶግራፍ ኤግዚቢሽን ትማሊ ተኸፊቱ።Next: ኢንዱስትሪ ኣጽዋር ሽወደን ኣብ ፍርያትን ዓቕሚ ሰብን ወሰኽ ጌሩ። Related Stories ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ ሃገራዊ ዜና ዜና ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ October 22, 2024 ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ ዜና ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ October 21, 2024 ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት ዜና ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት October 21, 2024