ዜና ኣብ ስቨንስካ ሓደ ኮተቴ ብጥይት ተቐቲሉ። Khaled Abdu October 27, 2022 ዝሓለፈ ሰሉስ ምሸት ኣብ ከተማ ስቨንስካ ወዲ 16 ዓመት ኮተቴኣብ መንገዲ ብሽክለታ ብብርቱዕ ቆሲሉ ከም አተረኽበን፡ ፖሊስእታ ከተማ ወፍሪ መርመራ እዚ ወንጀል ጀሚሮም ምህላዎምንሬድዮ ሽወደን ጸብጺባ። እቲ ኮተቴ ናብ ሆስፒታል ድሕሪ ምብጽሑ ምሟቱ እታ ሬድዮወሲኻ ጸብጺባ’ላ። Continue Reading Previous: ኣብ ስቨንስካ ሓደ ኮተቴ ብጥይት ተቐቲሉ።Next: መንገዲ ኣየር ስካንዲናቭያ ነቲ ብ ኤጀንሲ ሸመትቲ ሽወደን ዝቐረበሉ ነቐፌታ መልሲ ሂቡ። Related Stories ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ ዜና ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ October 22, 2024 ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ ዜና ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ October 22, 2024 ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ ሃገራዊ ዜና ዜና ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ October 22, 2024