ዜና ኣብ ሊንሾፒንግን ዳንደሪድን ኣብ ሓደ ለይቲ ዝተፈጸመ ፍንጀራ Khaled Abdu August 1, 2023 Credit: Pontus Stenberg/TT ኣብ ሊንሾፒንግ–ከባቢ ስካጌ ቶርፕ–ኣብ ዝርከብ ቤት መግቢ፥ ሎሚ ለይቲ ብዘጋጠመ ምፍንጃር፡ ናሕሲ ናይቲ ህንጻ ምፍራሱተፈሊጡ። ካልእ ኣብ ሰሜን ስቶክሆልም ከባቢ ድዩርሾልም ዳንደሪድ እውን ብርቱዕ ምፍንጃር ተፈጺሙ’ሎ። ኣብ ክልቲኡፍንጀራታት ዝኾነ ዝተጎድአ ሰብ የለን። Credit: Pontus Stenberg/TT Continue Reading Previous: “ውዲት ግብረሽበራ ሕሉፋት የማናውያን ዘሰክፍ እዩ” ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ፊንላንድ።Next: ስቶክሆልም፡ ፈስቲቫል ኤርትራ ብተቓወምቲ መንግስቲ ተበቲኑ። Related Stories ካልእ ሽወደናዊ ኣብ ዒራቕ ናይ ሞት ፍርዲ ተዋሂብዎ። ሃገራዊ ዜና ዜና ካልእ ሽወደናዊ ኣብ ዒራቕ ናይ ሞት ፍርዲ ተዋሂብዎ። July 5, 2024 ሓምለዋይ ሰልፊ: ”ኣብ ክሊማ ዝያዳ ክንሰርሕ ኣለና” ሃገራዊ ዜና ዜና ዜና ሓምለዋይ ሰልፊ: ”ኣብ ክሊማ ዝያዳ ክንሰርሕ ኣለና” May 23, 2024 ኣብ ክንክን ጥዕና ዝተኸስተ ቅልውላው ክንህር ይኽእል እዩ ተባሂሉ ሃገራዊ ዜና ዜና ዜና ኣብ ክንክን ጥዕና ዝተኸስተ ቅልውላው ክንህር ይኽእል እዩ ተባሂሉ May 21, 2024