ሃገራዊ ዜና ሓበሬታ ዜና ዜና ጥዕና ኣብ ሆስፒታል ሕማም ንፍዮ ተረኺቡ ተባሂሉ!! Khaled Abdu August 1, 2019 ኣብ ስቶክሆልም ካሮሊንክሳ ሆስፒታል ብርክት ዝበሉ ሰባት ብንፍዮ ተታሒዞም ከይኮኑ ፍርሂ ምህላዉ ተገሊጹ። ላዕለዋይ በዓልመዚ ኣቲ ሆስፒታክ ቦ ኣለበርትሰን እቲ ሕማም ከየስፋሕፍሕ ኩሉ ዝከኣሎም ይገብሩ ምህላዎም ገሊጹ’ሎ፡ ቫይረስ ንፍዮ ሕማም እዝኒ፡ ሳይነስን ካልእ ናይ ጥዕና ምትሕልላኽን ክፈጥር ይኽእል’ዩ ክብሉ ክኢላታት ጥዕና የመልክቱ። Continue Reading Previous: ቃንዛ ርእሲ እንታይ ማለት ኢዩ ?Next: ኢንሹራንስ(ፎርሸክሪንግካሳ) ንቖልዑ ዝግብሮ ወጻኢታት ከምዝውስኽ ሓቢሩ!! Related Stories ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ ዜና ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ October 22, 2024 ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ ዜና ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ October 22, 2024 ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ ሃገራዊ ዜና ዜና ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ October 22, 2024