ዜና ዜና ኣልሜዳለን ሰሙን ፖለቲካን ሰሚናራትን ኣብ ቪስቢ ይጅምር Khaled Abdu June 28, 2023 Credit: Anders Wiklund/TT ዓመታዊ ዝካየድ ፖለቲካዊ መደብ “ኣልሜዳል ስቨካን”፡ ሎሚ ኣብ ቪስቢ ኣብ ደሴት ጎትላንድ ተጀሚሩ። ናይ ሎሚ ዓመት ምትእኽኻብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ማእኸል ከተማ ብዝተፈፀመ ቅትለት ኣጸቢቑ ተጸልዩ’ሎ። ኣብዚ ዓመት ኣብ ልዕሊ እቲ ፍጻመ ዝኾነ ኣስጋኢ ኲነታት ከም ዘይህሉ ኲሉ ዝከኣል ጌሮም ምህላዎም ፖሊስን ኣገልግሎት ስለያ ሽወደን “ሳፖ” ን ገሊጾም ኣለዉ። Continue Reading Previous: ኣባልነት ሽወደን ኣብ ኔቶ ንምቅልጣፍ ዝመጽእ ሰሙን ተወሳኺ ኣኼባ ይዳሎ።Next: ኮተቴ ገበናት ክፍጽሙ ዘዋፈረ ሰብ ተፈሪዱ። Related Stories ዋይት ሃውስ ብዛዕባ ዝዘረቘ ምስጢራዊ ሰነድ “ተሻቒለ” ይብል ዜና ዋይት ሃውስ ብዛዕባ ዝዘረቘ ምስጢራዊ ሰነድ “ተሻቒለ” ይብል October 22, 2024 ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ ዜና ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ October 22, 2024 ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ ዜና ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ October 22, 2024