ብርክት ዝበሉ ገበነኛታት ሽወደን ኣብ ንግድ ዘዐንዝዝ ሳብስታንስ (ናርኮቲክስ) እናገበሉ ይመጹ ምህላዎም ፖሊስ ሽወደን ገሊጹ።
"ኣብቲ ዓይኖም ዘውደቑሉ ዕዳጋ ንግዶም ከየስፋሕፍሑ ዕንቅፋት ይኾነና እዩ ዝብልዎ ሰብ ይቐትሉ ኣለዉ” ክትብል ኣብ “ክፍሊ
ስርሒታት ፖሊስ” ስትራተጂክ ተንታ ስተው ኣልም ገሊጹ።
እዞም ገበነኛታት ንግዶም ኣብ ምስፋሕን ሓደስቲ ዕዳጋታት ኣብ ምቊጻርን ከም ዘተኲሩን ነዚ ክወዳደረና እዩ ኢሎም ንዝሓሰብዎ
ሰብ ድማ ከም ዝቐትሉን ኣም ወሲኹ ኣረዲኡ።