- ፍሩታን ኣሕምልትን ዝጠቓለለ ጠዓሞት፡ ብቪታሚንን ካልእ ማዕድናትን ዝሃብተመ ስለዝኸውን፡ ንዕብየትን ምዕባሌን ኣካልናን ኣገዳሲ ኮይኑ፡ ኣካላትና ሕማማት ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ውን የሐይል።
- መብዛሕትኡ ፍሩታታን ኣሕምልትን ትሑት ካሎሪን ስብሕን ኣለዎም። እዚ ኸኣ፡ ንጥዕናና ተመራጺ ይገብሮም።
- ዝተፈላለዩ ሕብርታት ዘለዎም ፍሩታታት ዝተፈላለዩ ቪታሚናትን ማዕድናትን ዘለዎም ስለዝኾኑ፡ ወትሩ ኣብ ገዛ ፍሩታት ምቕራብ ኣይትሕመቑ።
ምእንጋድ እንታይ እዩ?
ዓቢ:-
ምሉእ ፍሩታ ክንዲ ኩዕሶ ቴንስ
ፍርቒ ብኬሪ ፍሩታ ወይ ውን ፍሬታት
ሓደ ብኬሪ ጥረ ቆጽላዊ ፍሩታ
ርብዒ ዝደረቐ ፍሩታ
ቆልዑ:-
ክንዲ ከብዲ ኢዶም