ዜና ብቚጽሪ ዝበዝሐ ምስራዝ ፍቓድ ሕክምና ተገሊጹ። Khaled Abdu January 23, 2023 ዓሚ ብቚጽሪ ዝበዝሐ ምስራዝ ፍቓድ ኣገልግሎት ሓፈሻዊ ሕክምናን ኣስናንን ከም እተኻየደ፡ ን ኣሃዛት “ቦርድ ሕክምናዊ ሓላፍነት” ብምጥቃስ፡ ሬድዮ ሽወደን ጸብጺባ። እዚ ቚጽሪ ብፍላይ ኣብ ሓካይም ኣስናን ዝበዝሐ ምዃኑ ተገሊጹ። ነዚ ዝተዋህበ ምኽንያት ከኣ ጒድለት ክኢላዊ ብቕዓት እዩ –ብመሰረት እቲ ስታቲስክስ። Continue Reading Previous: ስቶክሆልም፡ ጎነጽ ሕጂ’ውን ይቕጽልNext: ኣብ “ኦረሱንድ ብሪጅ” ምቊጽጻር ዶብ ንምህናጽ መጽናዕቲ ይካየድ ኣሎ። Related Stories ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ ዜና ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ October 21, 2024 ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት ዜና ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት October 21, 2024 ክሪስተርሾን ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ዝያዳ ጽኑዕ ፖሊሲ ክተኣታቶ ከም ዝደሊ ገሊጹ ዜና ክሪስተርሾን ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ዝያዳ ጽኑዕ ፖሊሲ ክተኣታቶ ከም ዝደሊ ገሊጹ October 21, 2024