ሃገራዊ ዜና ሓበሬታ ሓደጋ ካብዝን ካብትን ውህደት ዜና ብሰንኪ ዕልቕልቕ፡ መጓዓዝያ ባቡር፡ ኣቋሪጹ Khaled Abdu July 30, 2021 ኣብ መንጎ ስቶልዳለንን ሃለፎርስ ዘሎ መስመር መንገዲ ባቡር፡ ብሰንኪ ዕልቕልቕ ዘጋጠመ ስለ ዝተበላሸወ፡ ካብ ዮቶቦሪ ክሳብ ፋሉና ዝነበረ ምንቅስቓ ናይ ባቡር ኣቋሪጹ ከምዘሎ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ንጸብጻባት ሬድዮ ሽወደን ምርኩስ ብምግባር ሓቢሩ። እቲ ምቁራጽ ናይ ባቡር ጉዕዞ፡ ክሳብ ሎሚ ዓርቢ ሰዓት 3 ናይ ምሸት ክጸንሕ ከምዝኽእል እቲ ሬድዮ ሓቢሩ ኣሎ። Continue Reading Previous: ባይደን፡ መጥቃዕቲ ሳይበር ናብ ኲናት ክመርሕ ይኽእል እዩ ክብል ኣጠንቂቑNext: Harmony Media News 30/07/2021 Related Stories ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ ዜና ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ October 22, 2024 ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ ሃገራዊ ዜና ዜና ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ October 22, 2024 ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ ዜና ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ October 21, 2024