ዜና ዜና ብርቱዕ ውርጪ ናብ ሰሜን ገጹ ይቕጽል ኣሎ። Khaled Abdu March 9, 2023 Credit: Fredrik Sandberg /TT ኣብ ደቡባዊ ሽወደን ብሰንኪ ብርቱዕ ውርጪ ምቊራጽ ትራፊክ ከም ዘጋጠመ ተገሊጹ። በዚ ድማ ኣብ መንገዲ ዝወሃብ ዝነበረ ናይ ኣውቶቡስ ኣገልግሎት ንግዜኡ ደው ኢሉ’ሎ። ብፍላይ ድማ ትራፊክ ቫስትራ ጉትላንድ፡ ስካነ፡ ኦስተርጉትላንድ ን ስቶክሆልምን በዚ ተጸልየን ኣለዋ–ብመሰረት ጸብጻብ ሬድዮ ሽወደን። Continue Reading Previous: ዕለታዊ ዜና ካብ ሃርሞኒ ረድዮ-09-03-2023Next: ትካላት ፋሽን ሃገራት ኖርዲክ ምስ ቻይናዊ ኣቕራቢ ዞባ ዢንዢያንግ ክሰርሓ ምጽንሐን ተፈሊጡ። Related Stories ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ ዜና ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ October 22, 2024 ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ ዜና ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ October 22, 2024 ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ ሃገራዊ ዜና ዜና ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ October 22, 2024