ዜና ዜና ቢዝነሳቶም ክሸጡ ዝደልዩ ሰባት ቊጽሮም እናወሰኽ ምምጽኡ ተገሊጹ። Khaled Abdu March 10, 2023 Credit: Luca Bruno/TT ቢዝነሳቶም ክሸጡ ዝደልዩ ሰባት ቊጽሮም እናወሰኽ ምምጽኡ ተገሊጹ። ብፍላይ ድማ ኣብያተ መግቢን ሻሂን ብ ናህሪ ዋጋ ስለ ዝተሃስያ ዋናታተን ክሸጡወን ከም እተደረኹ ተፈሊጡ። “ብሎኬት” ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ብመሰረት ዘውጽኦ ዝርዝር እዚ መሸጣ ናብ 35% ክብ ኢሉ’ሎ።. ኣብ ስቶክሆልም እዚ መሸጣ ኣብያተ መግቢን ሻሂን ኣብ ዝሓለፈ ለካቲት 80% በጺሑ ምንባሩ ዝፍለጥ እዩ። Continue Reading Previous: ትካላት ፋሽን ሃገራት ኖርዲክ ምስ ቻይናዊ ኣቕራቢ ዞባ ዢንዢያንግ ክሰርሓ ምጽንሐን ተፈሊጡ።Next: ኣንደርሾን፥ “መንግስቲ ኣብ ኣታሕዛ መስርሕ ኔቶ ጌጋታት ይፍጽም ኣሎ” Related Stories ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ ዜና ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ October 22, 2024 ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ ዜና ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ October 22, 2024 ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ ሃገራዊ ዜና ዜና ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ October 22, 2024