ሕግን ሕብረተሰብን ኣህጉራዊ ዜና ውህደት ዜና ቀዳማይ ሚኒስተር ላክሰምበርግ ንነጋውስን ፕረሰንድቲታትን ዓረብ ምስ ሰብኣይ እየ ተመርዕየ ብምባል የሰንብዶም። Khaled Abdu March 4, 2019 ቀዳማይ ሚኒስተር ላክሰምበርግ ሃቬር ቢትል ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ሸርም-ኤል-ሸኽ ኣብ ዝተገብረ ዋዕላ ምስ ሰብኣይ ከም እተመርዓወ ኣብ ዝገለጸሉ ኣዳራሽ መርፍእ እንተትወድቕ ክሰምዕ ብዝኽእል ጸጥታ ከም እተዋሕጠ ተገሊጹ። ቢትል ከምዚ ዝበለ ዘርባ ኣብ ገለ ሃገራት ብሞት ዝቕጽዕ ምዃኑ ከም ዝፈልጥ’ውን ኣብቲ ኣኼባ ገሊጹ’ሎ Continue Reading Previous: ርክብ ኣእምሮን ኣካልን ብመንጽር ጥዕና ብበሪሁሉ ብኣማንNext: መጠንቀቅታ ካብ ኣገልግሎት ሜትሮሎጂ Related Stories ሃሪስ–“ትራምፕ ፋሺስታዊ እዩ” ዜና ሃሪስ–“ትራምፕ ፋሺስታዊ እዩ” October 28, 2024 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ጀርመን ባርቦክ ካብ መዝነታ ክትወርድ ጻውዒት ቀሪቡ ዜና ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ጀርመን ባርቦክ ካብ መዝነታ ክትወርድ ጻውዒት ቀሪቡ October 28, 2024 ኖርወይ፥ ሞት ዘስዕብ ወቕዒ ልቢ ይጎድል ዜና ኖርወይ፥ ሞት ዘስዕብ ወቕዒ ልቢ ይጎድል October 28, 2024