ዜና ዜና ቀታሊ ደራፋይ ራፕ ኣይናር ክሳብ ሕጂ ኣይተረኽበን ተባሂሉ። Khaled Abdu October 24, 2022 ህቡብ ሽወደናዊ ደራፋይ ራፕ ኤይናር፡ ኣብ ጎደቦ ሃመርቢ ሆስታድ–ስቶክሆልም–ብመጥቃዕቲ ካብ ዝመውት ሓደ ዓመት ከም ዝሓለፎ ተገሊጹ። ንሱ ኣብ ከባቢ ደረቱ ብርክት ዝበለ ግዜ ብጥይት ተወቒዑ ኣብቲ ቦታ ከም ዝሞተ ዝፍለጥ ኮይኑ፡ ፖሊስ ምስቲ መጥቃዕቲ ብዝተኣሳሰር ልዕሊ 350 መርመራታት ሰባት እኳ እንተካየዱ፡ ቀታሊ ኤይናር ዛጊት ክርከብ ከም ዘይተኻእለ ሬድዮ ሽወደን ጸብጺባ። Continue Reading Previous: ጾታዊ ምድፋርን ቅትለትን ዝፈጸመ ሰብኣይ ን “ዕድመ ይፍታሕ” ተፈሪዱ።Next: ቀታሊ ደራፋይ ራፕ ኣይናር ክሳብ ሕጂ ኣይተረኽበን ተባሂሉ። Related Stories ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ ዜና ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ October 22, 2024 ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ ዜና ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ October 22, 2024 ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ ዜና ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ October 22, 2024