ሃገራዊ ዜና ኣህጉራዊ ዜና ዜና ዜና ዜና መጽሄት ዜና ቀዳመ ሰንበት ቀታሊ ደራፋይ ራፕ ኣይናር ክሳብ ሕጂ ኣይተረኽበን ተባሂሉ። Khaled Abdu October 24, 2022 Foto: Jessica Gow / TT kod 10070 ህቡብ ሽወደናዊ ደራፋይ ራፕ ኤይናር፡ ኣብ ጎደቦ ሃመርቢ ሆስታድ–ስቶክሆልም–ብመጥቃዕቲ ካብ ዝመውት ሓደ ዓመት ከም ዝሓለፎ ተገሊጹ። ንሱ ኣብ ከባቢ ደረቱ ብርክት ዝበለ ግዜ ብጥይት ተወቒዑ ኣብቲ ቦታ ከም ዝሞተ ዝፍለጥ ኮይኑ፡ ፖሊስ ምስቲ መጥቃዕቲ ብዝተኣሳሰር ልዕሊ 350 መርመራታት ሰባት እኳ እንተካየዱ፡ ቀታሊ ኤይናር ዛጊት ክርከብ ከም ዘይተኻእለ ሬድዮ ሽወደን ጸብጺባ። Continue Reading Previous: ቀታሊ ደራፋይ ራፕ ኣይናር ክሳብ ሕጂ ኣይተረኽበን ተባሂሉ።Next: 250 ስድራቤታት ጎሓፍ ኣባይቲ ንምውጋን ይወዳደራ። Related Stories ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ ዜና ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ October 22, 2024 ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ ዜና ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ October 22, 2024 ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ ሃገራዊ ዜና ዜና ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ October 22, 2024