ዜና ዜና ሽወደን ንዜጋታት ዒራቕ ብሓይሊ ሰጒጓ። Khaled Abdu September 26, 2023 Credit: Janerik Henriksson/TT ኣብ ሽወደን ሕቶ ዕቚባኦም ዝተነጽገ 26 ዜጋታት ዒራቕ፥ ሎሚ ንግሆ ብቻርተርድ ነፋሪት ብሓይሊ ናብ ባቕዳድ ከምዝተሰጎጉ ኣገልግሎት ዜና ሬድዮ ሽወደን ሓቢራ። ሽወደን ድሕሪ 11 ዓመታት ግዱድ ምስጓግ ዒራቓውያን ክትፍጽም ሕጂ ፋልማያ እዩ። ዒራቕ ቅድሚ ሕጂ ኣብ ሽወደን ዑቕባ ዝተኸልከሉ ዜጋታት ብወለንታኦም ክጥረዙ እንተዘይተሰማሚዖም ክትቅበሎም ከም ዘይትደሊ ክትገልጽ ጸኒሓ’ላ። Credit: Janerik Henriksson/TT Continue Reading Previous: ኣብ ምዕራብ ሽወደን ብዘጋጠመ ምህማም መሬት ጽርግያ ዓንዩ።Next: ቱርክ፥ ኣመሪካ ኤፍ-16 እንተሸይጣትለይ ንሕቶ ኣባልነት ሽወደን ከጽድቕ እየ። Related Stories ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ ዜና ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ October 21, 2024 ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት ዜና ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት October 21, 2024 ክሪስተርሾን ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ዝያዳ ጽኑዕ ፖሊሲ ክተኣታቶ ከም ዝደሊ ገሊጹ ዜና ክሪስተርሾን ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ዝያዳ ጽኑዕ ፖሊሲ ክተኣታቶ ከም ዝደሊ ገሊጹ October 21, 2024