ሃገራዊ ዜና ሓበሬታ ሕግን ሕብረተሰብን ኮረና ቫይረስ ውህደት ዜና ጥዕና ሽወደን፡ ሓደ ሚልዮን ብልቃጥ ክታበት ኣወፍያ Khaled Abdu May 3, 2021 ሃገረ ሽወደን፡ ሓደ ሚልዮን ብልቃጥ፡ ፍርያት ኩባንያ ኣስትራ ዘነካ ዝኾነ ክታበት፡ ንማዕከን ኮቫክስ ከምዘወፈየት፡ ሚኒስተር፡ ፔር ኡልሶን ፍሪድ፡ ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። እዚ ንወፈያ ዝተዋህበ ብልቃጥ ክታበት፡ ልዕሊ እቲ ንሽወደን ዘድልያ ብምዃኑን ነቲ ሽወደን ወጢናቶ ዘላ መደብ ክታበት ድማ ዝጸልዎ ኣይኮነን ክብል እቲ ሚኒስተር ወሲኹ ገሊጹ። Continue Reading Previous: ህንዲ. . . ሆስፒታላት ክቱር ሕጽረት መተንፈሲ (ኦክሲጂን) የጋጥመንNext: እስራኤል. . . ኣብ በዓል ኣይሁድ፡ ዝሞቱ ዓሰርተታት ሰባት፡ ብመዓልቲ ሓዘን ይዝከሩ። Related Stories ቦምባታት ኢድ ብብዝሒ ኣብ ጠቕሚ ይውዕሉ ዜና ቦምባታት ኢድ ብብዝሒ ኣብ ጠቕሚ ይውዕሉ October 23, 2024 እናወሰኸ ዝመጸ ምውጻእ ኣባይቲ ስድራቤታት ደው ክብል ይስራሕ ኣሎ ሃገራዊ ዜና ዜና እናወሰኸ ዝመጸ ምውጻእ ኣባይቲ ስድራቤታት ደው ክብል ይስራሕ ኣሎ October 23, 2024 ብውሑዱ 800 ሰራሕተኛታት ኖርዝቮልት ይሰናበቱ ሃገራዊ ዜና ዜና ብውሑዱ 800 ሰራሕተኛታት ኖርዝቮልት ይሰናበቱ October 23, 2024