ሃገራዊ ዜና ዜና ዜና ስዊድባንክ ብዘጋጠሞ ተክኒካዊ ጌጋታት፡ ዓማዊል ገንዘቦም ከም ዝጠፍአ ተገሊጹ። Khaled Abdu May 2, 2022 Foto: Håkon Mosvold Larsen / NTB ኣሽሓት ዓማዊል ስዌድባንክ፡ ብስንኪ ተክኒካዊ ሽግራት እቲ ባንክ፡ ሕሳቦም ባዶ ኮይኑ ከም ዝጸንሖም መራኸቢ ብዙሃን ሽወደን ጸንጺበን። ሓሙስ ምሸት ኣብ ስርዓተ ኮምፕዩተር እቲ ባንክ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሽግር፡ ኣብ ሕሳብ ዓማዊል ጌጋ ሓበሬታ ክሓልፍ ምግባሩ ዝገለጸ እቲ ባንክ፡ ነቲ ሽግር ድሮ ምልላዩን ንምትዕርራዩ ኣብ ምስራሕ ከም ዝርከብን ገሊጹ’ሎ። Continue Reading Previous: ስቶክሆልም ን ፓርክ ኤምባሲ ሩስያ ስሙ ክትቅይሮ እያ።Next: ነፈርቲ ሩስያ ክሊ ኣየር ሽወደን ግሂሰን ተባሂሉ። Related Stories ቦምባታት ኢድ ብብዝሒ ኣብ ጠቕሚ ይውዕሉ ዜና ቦምባታት ኢድ ብብዝሒ ኣብ ጠቕሚ ይውዕሉ October 23, 2024 እናወሰኸ ዝመጸ ምውጻእ ኣባይቲ ስድራቤታት ደው ክብል ይስራሕ ኣሎ ሃገራዊ ዜና ዜና እናወሰኸ ዝመጸ ምውጻእ ኣባይቲ ስድራቤታት ደው ክብል ይስራሕ ኣሎ October 23, 2024 ብውሑዱ 800 ሰራሕተኛታት ኖርዝቮልት ይሰናበቱ ሃገራዊ ዜና ዜና ብውሑዱ 800 ሰራሕተኛታት ኖርዝቮልት ይሰናበቱ October 23, 2024