ዜና ዜና ምስ ምንካይ ዋጋ መግቢ፥ ዝቕባበ ምጒዳል ይጅምር። Khaled Abdu May 16, 2023 Credit: Tim Aro/SvD/TT ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሚያዝያ ዝነበረ መጠን ዝቕባበ 7.6% ምንባሩ፥ ስታቲስቲስ ሽወደን ውሱን መጠን ወለድ ንዘለዎ መመልከቲ ዋጋ ሽመትቲ ብምጥቃስ ጸብጺቡ። ኣብ ወርሓ መጋቢት ዋጋ መግቢ ምጒዳሉ፥ እዚ ድማ ካብ ሕዳር 2021 ንደሓር ንመጀመርታ ግዜ እተራእየ ምጒዳል ምዃኑ፡ ኣብ ባንክ ኖርዲያ ክኢላ ቊጠባዊ ጒዳያት ኣኒካ ገሊጻ’ላ። Continue Reading Previous: ሎሪን ንኻልኣይ ግዜኣ ተዓዋቲት “ዩሮቪዥን” ኮይና።Next: ሓድሽ ኣፕ ቆልዑ ብዛዕባ ካናቢስ ዘይግቡእ መልሲ ይህብ። Related Stories ዋይት ሃውስ ብዛዕባ ዝዘረቘ ምስጢራዊ ሰነድ “ተሻቒለ” ይብል ዜና ዋይት ሃውስ ብዛዕባ ዝዘረቘ ምስጢራዊ ሰነድ “ተሻቒለ” ይብል October 22, 2024 ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ ዜና ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ October 22, 2024 ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ ዜና ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ October 22, 2024