ዜና ዜና መፍረ መካይን ቮልቮ ኣዝዩ ገዙፍ መኽሰብ ይረክብ። Khaled Abdu April 13, 2023 Credit: BJÖRN LARSSON ROSVALL / TT መካይን ቮልቮ ኣብ ፈለማ ርብዒ ዓመት 2023 ናይ 18.4 ቢልዮን ክሮና መኽሰብ ረኺቡ። ምኽንያት እዚ ዓብዪ መኽሰብ ብምኽንያት ለበዳ ዝመጸ ዓብዪ ጠለብን ንዕኡ ዝዳረግ መፍረን እቲ ኲባንያ መካይንን እዩ። እዚ መኽሰብ ካብ ትጽቢት ዝልዕል ምዃኑ ተንተንቲ እቲ ኲባንያ ገሊጾም ኣለዉ። Continue Reading Previous: ቮድካ “ኣብሶሉት” ናብ ሩስያ ዝገብሮ ሰደድ ቀጺልዎ።Next: ዘለስንኪ ምስያፍ ወተሃደር ዩክሬይን ንዘርኢ ቪድዮ ብትሪ ኮኒኑ። Related Stories ዋይት ሃውስ ብዛዕባ ዝዘረቘ ምስጢራዊ ሰነድ “ተሻቒለ” ይብል ዜና ዋይት ሃውስ ብዛዕባ ዝዘረቘ ምስጢራዊ ሰነድ “ተሻቒለ” ይብል October 22, 2024 ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ ዜና ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ October 22, 2024 ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ ዜና ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ October 22, 2024