ዜና መጠን ዝቕባበ ሸወደን ናብ 6.7 % የንቈልቊል። Khaled Abdu June 15, 2023 Credit: Henrik Montgomery/TT መጠን ዝቕባበ ሸወደን ምንቊልቋል ምቕጻሉ ስታቲስቲክስ ሽወደን ገሊጹ። እዚ ኣሃዛት “ዋጋ ጸዓት ዘጠቓልል ውሱን መጠን ወለድ ዘለዎ ሓባሪ ዋጋ ሸመትቲ” ብምግባር ዝተዳለወ እዩ። ኣብ ግንቦት ዝነበረ መጠን ወለድ 6.7% እዩ ኔሩ። እዚ ምስ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ዝነበረ መጠን ዝቕባበ (7.6%) እንክወዳደር፥ ርኡይ ምጒዳል ምዃኑ ሬድዮ ሽወደን ጸብጺባ’ላ። Continue Reading Previous: ኣብ ባይቶ ኣብ እተገብረ ክትዕ መራሕቲ ሰልፊታት ጒዳይ ጸዓት ቀንዲ ዛዕባ ምንባሩ ተገሊጹ ።Next: ያታዊ ሙዚቃ ሽወደን ኣብ ስግር ባሕሪ እናተውፈትወ ይመጽእ። Related Stories ዋይት ሃውስ ብዛዕባ ዝዘረቘ ምስጢራዊ ሰነድ “ተሻቒለ” ይብል ዜና ዋይት ሃውስ ብዛዕባ ዝዘረቘ ምስጢራዊ ሰነድ “ተሻቒለ” ይብል October 22, 2024 ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ ዜና ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ October 22, 2024 ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ ዜና ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ October 22, 2024