ሃገራዊ ዜና ዜና ዜና መንግስቲ ን ሰራዊት ዩክሬይን ዝያዳ ናይ ኣጽዋርን ገንዘብ ሓገዝ ኣጽዲቑ። Khaled Abdu June 3, 2022 Foto: Henrik Montgomery / TT kod 10060 ሽወደን፡ ናብ ዩክሬይን ዝያዳ ገንዘብን ኣጽዋርን ክትልእኽ ምዃና፡ መንግስቲ ትማል ሓሙስ ገሊጹ። ሚኒስትሪ ፋይናንስን ምክልኻልን ልዕሊ 500 ሚልዮን ሳልሳይ ፓኬጅ ሓገዝ ቃል ኣትዮም ኣለዉ። እዚ ብባይቶ እንድሕር ጸዲቑ፡ ዩክሬይን ስርዓተ ሚሳይል ጸረ መርከብ ፡ ብረታት ስናይፐር፡ ከምኡ’ውን ጸረ-ታንክ ሚሳይላት ንኽትዓጥቕ ከኽእላ እዩ። Continue Reading Previous: ምክልኻል ገበንን ምውህሃድን ዝያዳ ኣተኲሮ ክወሃቦም ጻውዒት ቀሪቡ።Next: ምክልኻል ገበን ቀንዲ ፖለቲካዊ ሕቶ ቅድመ ምርጫ ምዃኑ ተገሊጹ። Related Stories ፊንላንድ ኣብ መስከረም 2024 ሽቕለት ኣልቦነት ይውስኽ ዜና ፊንላንድ ኣብ መስከረም 2024 ሽቕለት ኣልቦነት ይውስኽ October 23, 2024 ቦምባታት ኢድ ብብዝሒ ኣብ ጠቕሚ ይውዕሉ ዜና ቦምባታት ኢድ ብብዝሒ ኣብ ጠቕሚ ይውዕሉ October 23, 2024 እናወሰኸ ዝመጸ ምውጻእ ኣባይቲ ስድራቤታት ደው ክብል ይስራሕ ኣሎ ሃገራዊ ዜና ዜና እናወሰኸ ዝመጸ ምውጻእ ኣባይቲ ስድራቤታት ደው ክብል ይስራሕ ኣሎ October 23, 2024