ዜና ዜና ሓላፊ ፖሊስ ዞባ ሞይቱ። Khaled Abdu February 24, 2023 ሓላፊ ፖሊስ ዞባ ማትስ ላፊን ትማል ምሸት ኣብ ቤቱ ኖርሺፒን ሞይቱ ተረኺቡ። ላፊን ኣብ ስቶክሆልም ሓላፊ ዞባን ምክትል ሃገራዊ ኮሚሽነር ፖሊስን እዩ ኔሩ። ንሱ ምስ መሳርሕቱ ነበር ዝነበሮ ዝምድና ኣመልኪቱ መርመራ ክግበረሉ ምጽንሑ ዝፍለጥ እዩ። Continue Reading Previous: News Magazine ዜና መጽሄት -24-02-2023Next: መጻኢ ዩክሬይን ዝምልከት ዋዕላ ይካየድ ኣሎ። Related Stories ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ ዜና ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ October 22, 2024 ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ ሃገራዊ ዜና ዜና ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ October 22, 2024 ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ ዜና ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ October 21, 2024