ህዝቢ ሽወደን ኣብ ልዕሊቲ ዝመርሕ ዘሎ መንግስቲ ዝጸንሖ እምነት ናብ ዝተሓተ ደረጃኡ ምንቊልቋሉ ይግለጽ ኣሎ። መንግስቲ
ሽወደን ኣብ ህዝቢ ዘለዎ ተቐባልነት ዝዳህሰሰ ትካል “ካንታር መዐየሪ ህዝባዊ ምትእምማን” እዩ።
ምስ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ብምውድዳር ህዝቢ ኣብ መንግስቲ ዝጸንሖ እምነት ብ 16% ብምጒዳል ሕጂ ኣብ 34% ከም ዝርከብ
እቲ ትካል ወሲኹ ገሊጹ’ሎ።
ብፍላይ ድማ ሰልፊ ሞደራትና ዝበዝሐ ድጋፍ ብምስኣን ኣብ 29% ተወሲኑ’ሎ።